ነህምያ 3:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ብድሕሪኦም፡ ጻዶቅ+ ወዲ ኢመር ኣብ መንጽር ቤቱ ጸገነ። ብድሕሪኡ፡ ሸማዕያ ወዲ ሸካንያ እቲ ሓላው ኣፍ ደገ ምብራቕ+ ጸገነ።