ዘጸኣት 6:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ኣልኣዛር+ ወዲ ኣሮን ድማ ሓንቲ ኻብ ኣዋልድ ጱጢኤል፡ ሰበይቲ ኽትኰኖ ወሰደ። ንሳ ኸኣ ንፊንሃስ ወለደትሉ።+ ርእስታት ማይ ቤታት ሌዋውያን፡ ከከም ዓሌቶም እዚኣቶም እዮም።+ ዘሁልቍ 3:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ርእሲ ሹማምንቲ ሌዋውያን ድማ ኣልኣዛር+ ወዲ ኻህን ኣሮን ነበረ። ንሱ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ክንክን መቕደስ ሓላፍነት ዝነበሮም፡ ሓላዊ* ነበረ።
25 ኣልኣዛር+ ወዲ ኣሮን ድማ ሓንቲ ኻብ ኣዋልድ ጱጢኤል፡ ሰበይቲ ኽትኰኖ ወሰደ። ንሳ ኸኣ ንፊንሃስ ወለደትሉ።+ ርእስታት ማይ ቤታት ሌዋውያን፡ ከከም ዓሌቶም እዚኣቶም እዮም።+