ዘፍጥረት 16:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብተወሳኺ እውን፡ መልኣኽ የሆዋ፡ “እንሆ ጥንስቲ ኢኺ፣ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣ የሆዋ ጸበባኺ ሰሚዑ ኣሎ እሞ፡ ስሙ እስማኤል* ኣውጽእሉ። 12 ንሱ ኸም ኣድጊ በረኻ* ዝበለ ሰብ ኪኸውን እዩ። ኢዱ ኣንጻር ኵሉ፡ ኢድ ኵሉ ድማ ኣንጻሩ ኽትከውን እያ፣ ኣብ መንጽር ኵሎም ኣሕዋቱ* ኸኣ ኪቕመጥ እዩ” በላ።
11 ብተወሳኺ እውን፡ መልኣኽ የሆዋ፡ “እንሆ ጥንስቲ ኢኺ፣ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣ የሆዋ ጸበባኺ ሰሚዑ ኣሎ እሞ፡ ስሙ እስማኤል* ኣውጽእሉ። 12 ንሱ ኸም ኣድጊ በረኻ* ዝበለ ሰብ ኪኸውን እዩ። ኢዱ ኣንጻር ኵሉ፡ ኢድ ኵሉ ድማ ኣንጻሩ ኽትከውን እያ፣ ኣብ መንጽር ኵሎም ኣሕዋቱ* ኸኣ ኪቕመጥ እዩ” በላ።