ህዝቅኤል 27:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ነቶም ነጋዶ ገንሸላትን* ደዓውልን ድቤላታትን+ ዝነበሩ ኣዕራብን ኵሎም ሹማምንቲ ቄዳርን+ ተስርሕዮም ነበርኪ።