ዘዳግም 33:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ግርማኡ ኸም በዅሪ ብዕራይ፡ኣቕርንቱ ድማ ከም ኣቕርንቲ ጐባይ እዩ። ብእኡ ንህዝብታት፡ብሓባር ክሳብ ወሰናት ምድሪ ኺደፍኦም* እዩ። እዚ ኣእላፋት ኤፍሬም፡+ኣሽሓት ምናሴ እውን እዩ።”
17 ግርማኡ ኸም በዅሪ ብዕራይ፡ኣቕርንቱ ድማ ከም ኣቕርንቲ ጐባይ እዩ። ብእኡ ንህዝብታት፡ብሓባር ክሳብ ወሰናት ምድሪ ኺደፍኦም* እዩ። እዚ ኣእላፋት ኤፍሬም፡+ኣሽሓት ምናሴ እውን እዩ።”