1 ዜና መዋእል 15:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ዳዊትን ዓበይቲ እስራኤልን ኣሕሉቕ ሽሕን ድማ ንታቦት ኪዳን የሆዋ ኻብ ቤት ዖቤድ-ኤዶም+ ብሓጐስ ኬደይብዎ ይኸዱ ነበሩ።+