2 ሳሙኤል 23:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 መወዳእታ ዘረባ ዳዊት እዚ እዩ፦+ “ቃል ዳዊት ወዲ እሴይ፡+ቃል እቲ ናብ ላዕሊ እተላዕለ ሰብኣይ፡+እቲ ቕቡእ+ ኣምላኽ ያእቆብ፡እቲ ጥዑም ዘማሪ መዝሙራት+ እስራኤል። ኤፌሶን 5:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ብልብኹም ንየሆዋ*+ እናዘመርኩምሉን+ እናኣዜምኩምሉን፡+ ብመዝሙርን ብውዳሰ ኣምላኽን ብመንፈሳዊ ዜማን ንሓድሕድኩም ተዛራረቡ።*
23 መወዳእታ ዘረባ ዳዊት እዚ እዩ፦+ “ቃል ዳዊት ወዲ እሴይ፡+ቃል እቲ ናብ ላዕሊ እተላዕለ ሰብኣይ፡+እቲ ቕቡእ+ ኣምላኽ ያእቆብ፡እቲ ጥዑም ዘማሪ መዝሙራት+ እስራኤል።