ዘጸኣት 29:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ነቲ ሓደ ገንሸል ንግሆ ኣቕርቦ፣ ነቲ ኻልኣይ ገንሸል ከኣ ጽልግልግ ምስ በለ* ኣቕርቦ።+ 2 ዜና መዋእል 2:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እንሆ፡ ኣነ ንስም የሆዋ ኣምላኸይ ንዕኡ እትቕደስ፡ ኣብ ቅድሚኡ ጥዑም ዝጨናኡ ዕጣን ዚዕጠነላ፡+ እተደራረበ እንጌራ* ወትሩ ዚግበረላ፡+ ንግሆን ምሸትን+ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላት+ የሆዋ ኣምላኽናን ዚሓርር መስዋእቲ ዚስውኣላ ቤት እሃንጽ ኣለኹ። እዚ ንእስራኤል ናይ ሓዋሩ ግዴታ እዩ።
4 እንሆ፡ ኣነ ንስም የሆዋ ኣምላኸይ ንዕኡ እትቕደስ፡ ኣብ ቅድሚኡ ጥዑም ዝጨናኡ ዕጣን ዚዕጠነላ፡+ እተደራረበ እንጌራ* ወትሩ ዚግበረላ፡+ ንግሆን ምሸትን+ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላት+ የሆዋ ኣምላኽናን ዚሓርር መስዋእቲ ዚስውኣላ ቤት እሃንጽ ኣለኹ። እዚ ንእስራኤል ናይ ሓዋሩ ግዴታ እዩ።