ዘሁልቍ 16:39, 40 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ካህን ኣልኣዛር ድማ ነቲ እቶም ዝነደዱ ዘቕረብዎ መትሓዚታት ሓዊ ነሓሲ ወሰዶ፡ ንመለበጢ እቲ መሰውኢ ኪኸውን ከኣ ቀጥቀጦ፣ 40 ከምቲ የሆዋ ብሙሴ ኣቢሉ እተዛረቦ እውን ገበረ። ካብ ዘርኢ ኣሮን ዘይኰነ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* ኪዓጥን ኢሉ ናብ ቅድሚ የሆዋ ኸይቀርብ፡ ከም ቆራሕን ከም ደገፍቱን ከይከውን፡+ ንእስራኤላውያን መዘከርታ ዀነ።+
39 ካህን ኣልኣዛር ድማ ነቲ እቶም ዝነደዱ ዘቕረብዎ መትሓዚታት ሓዊ ነሓሲ ወሰዶ፡ ንመለበጢ እቲ መሰውኢ ኪኸውን ከኣ ቀጥቀጦ፣ 40 ከምቲ የሆዋ ብሙሴ ኣቢሉ እተዛረቦ እውን ገበረ። ካብ ዘርኢ ኣሮን ዘይኰነ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* ኪዓጥን ኢሉ ናብ ቅድሚ የሆዋ ኸይቀርብ፡ ከም ቆራሕን ከም ደገፍቱን ከይከውን፡+ ንእስራኤላውያን መዘከርታ ዀነ።+