ኤፌሶን 5:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ብልብኹም ንየሆዋ*+ እናዘመርኩምሉን+ እናኣዜምኩምሉን፡+ ብመዝሙርን ብውዳሰ ኣምላኽን ብመንፈሳዊ ዜማን ንሓድሕድኩም ተዛራረቡ።*