1 ዜና መዋእል 25:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ዳዊትን ኣሕሉቕ እቶም ጕጅለታት ኣገልግሎትን ከኣ ንገለ ኻብ ደቂ ኣሳፍን ሄማንን የዱቱንን፡+ ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተነበዩ ኼገልግሉ ፈለይዎም። ዝርዝር እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ሓላፍነት ዝነበሮም ሰባት እዚ እዩ፦ 2 ካብ ደቂ ኣሳፍ፡ ዛኩርን ዮሴፍን ነታንያን ኣሳርኤላን፣ ደቂ ኣሳፍ፡ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ኣሳፍ ነበሩ፣ ንሱ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ንጉስ ይንበ ነበረ።
25 ዳዊትን ኣሕሉቕ እቶም ጕጅለታት ኣገልግሎትን ከኣ ንገለ ኻብ ደቂ ኣሳፍን ሄማንን የዱቱንን፡+ ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተነበዩ ኼገልግሉ ፈለይዎም። ዝርዝር እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ሓላፍነት ዝነበሮም ሰባት እዚ እዩ፦ 2 ካብ ደቂ ኣሳፍ፡ ዛኩርን ዮሴፍን ነታንያን ኣሳርኤላን፣ ደቂ ኣሳፍ፡ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ኣሳፍ ነበሩ፣ ንሱ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ንጉስ ይንበ ነበረ።