2 ሳሙኤል 2:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣብኡ ድማ ሰለስተ ደቂ ጽሩያ፡+—ዮኣብን+ ኣቢሻይን+ ዓሳሄልን፡+—ነበሩ፣ ዓሳሄል ከኣ ከምታ ኣብ መሮር ዘላ ሰስሓ ፈጣን ነበረ።