1 ዜና መዋእል 27:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ኣብ ልዕሊ መዛግብቲ ንጉስ፡+ ዓዝማዌት ወዲ ዓዲኤል ነበረ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ መሮርን ኣብ ከተማታትን ኣብ ኣቝሻትን ኣብ ግምብታትን ዝነበረ ማዕከናት* ድማ፡ ዮናታን ወዲ ዑዝያ ነበረ። 1 ዜና መዋእል 27:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ሳሮን+ ዚበልዓ ዝነበራ ኸብቲ ድማ፡ ሺጥራይ እቲ ሳሮናዊ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ጐላጕል ስንጭሮ* ዝነበራ ኸብቲ ኸኣ፡ ሻፋጥ ወዲ ዓድላይ ነበረ።
25 ኣብ ልዕሊ መዛግብቲ ንጉስ፡+ ዓዝማዌት ወዲ ዓዲኤል ነበረ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ መሮርን ኣብ ከተማታትን ኣብ ኣቝሻትን ኣብ ግምብታትን ዝነበረ ማዕከናት* ድማ፡ ዮናታን ወዲ ዑዝያ ነበረ።
29 ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ሳሮን+ ዚበልዓ ዝነበራ ኸብቲ ድማ፡ ሺጥራይ እቲ ሳሮናዊ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ጐላጕል ስንጭሮ* ዝነበራ ኸብቲ ኸኣ፡ ሻፋጥ ወዲ ዓድላይ ነበረ።