እብራውያን 8:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እዚኣቶም ኣብ ምስልን ጽላሎትን+ እቲ ሰማያዊ ነገራት+ እዮም ዜገልግሉ፣* ከምቲ ሙሴ ነታ ድንኳን ኪገብር ምስ በለ እተዋህቦ መለኮታዊ ትእዛዝ እዩ፣ ከመይሲ፡ “ኵሉ ኸምቲ ኣብቲ ኸረን እተራእየካ ምስልታቱ ጌርካ ተጠንቂቕካ ግበሮ” ኢልዎ እዩ።+
5 እዚኣቶም ኣብ ምስልን ጽላሎትን+ እቲ ሰማያዊ ነገራት+ እዮም ዜገልግሉ፣* ከምቲ ሙሴ ነታ ድንኳን ኪገብር ምስ በለ እተዋህቦ መለኮታዊ ትእዛዝ እዩ፣ ከመይሲ፡ “ኵሉ ኸምቲ ኣብቲ ኸረን እተራእየካ ምስልታቱ ጌርካ ተጠንቂቕካ ግበሮ” ኢልዎ እዩ።+