2 ነገስት 21:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ነቲ ኣቦኡ ህዝቅያስ ዘፍረሶ በረኽቲ መሊሱ ሰርሖ፣+ ከምቲ ኣከኣብ ንጉስ እስራኤል ዝገበሮ ኸኣ፡+ ንበዓል መሰውኢታት ኣቘመ፡ ዓንዲ ኣምልኾ* እውን ገበረ።+ ንዅሎም ሰራዊት ሰማያት ድማ ሰገደሎምን ኣገልገሎምን።+ 2 ነገስት 21:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ነቲ ንሱ ዝገበሮ ጽሩብ ምስሊ ዓንዲ ኣምልኾ*+ ኸኣ ኣብታ ቤት ኣንበሮ፣ ብዛዕባኣ ግና የሆዋ ንዳዊትን ንወዱ ሰሎሞንን፡ “ኣብዛ ቤት እዚኣን ኣብዛ ኻብ ኵሎም ነገዳት እስራኤል ዝሓረኽዋ የሩሳሌምን ስመይ ንሓዋሩ ኸንብር እየ።+
3 ነቲ ኣቦኡ ህዝቅያስ ዘፍረሶ በረኽቲ መሊሱ ሰርሖ፣+ ከምቲ ኣከኣብ ንጉስ እስራኤል ዝገበሮ ኸኣ፡+ ንበዓል መሰውኢታት ኣቘመ፡ ዓንዲ ኣምልኾ* እውን ገበረ።+ ንዅሎም ሰራዊት ሰማያት ድማ ሰገደሎምን ኣገልገሎምን።+
7 ነቲ ንሱ ዝገበሮ ጽሩብ ምስሊ ዓንዲ ኣምልኾ*+ ኸኣ ኣብታ ቤት ኣንበሮ፣ ብዛዕባኣ ግና የሆዋ ንዳዊትን ንወዱ ሰሎሞንን፡ “ኣብዛ ቤት እዚኣን ኣብዛ ኻብ ኵሎም ነገዳት እስራኤል ዝሓረኽዋ የሩሳሌምን ስመይ ንሓዋሩ ኸንብር እየ።+