1 ዜና መዋእል 16:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ዳዊት ከኣ ንኣሳፍን+ ንኣሕዋቱን፡ ከምቲ መዓልታዊ ልማድ ገይሮም፡+ ኣብ ቅድሚ እቲ ታቦት ወትሩ ኼገልግሉ፡+ ኣብኡ ኣብ ቅድሚ ታቦት ኪዳን የሆዋ ሓደጎም።