-
1 ነገስት 22:30መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
30 ንጉስ እስራኤል ከኣ ንዮሳፋጥ፡ “ኣነ ትርኢተይ ለዊጠ ናብ ውግእ ክኣቱ እየ፣ ንስኻ ግና ልብሰ መንግስትኻ ተኸደን” በሎ። ንጉስ እስራኤል ድማ ትርኢቱ ለዊጡ+ ናብ ውግእ ኣተወ።