ድጕዓ 2:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ቈልዑን ኣረገውትን ሞይቶም ኣብ ምድሪ ኣብ ጐደናታት ተዘርጊሖም ኣለዉ።+ ደናግለይን* ኣጕባዘይን ብሰይፊ ወዲቖም እዮም።+ ብመዓልቲ ቝጥዓኻ ቐቲልካ፡ ብዘይ ርሕራሐ ኸኣ ሓሪድካ ኢኻ።+
21 ቈልዑን ኣረገውትን ሞይቶም ኣብ ምድሪ ኣብ ጐደናታት ተዘርጊሖም ኣለዉ።+ ደናግለይን* ኣጕባዘይን ብሰይፊ ወዲቖም እዮም።+ ብመዓልቲ ቝጥዓኻ ቐቲልካ፡ ብዘይ ርሕራሐ ኸኣ ሓሪድካ ኢኻ።+