እዝራ 7:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 * “ኣርታሕሻስታ+ እቲ ንጉሰ ነገስት፡ ናብ ካህን እዝራ እቲ ቐዳሒ* ሕጊ ኣምላኽ ሰማያት፦ ፍጹም ሰላም ንዓኻ ይኹን። እምበኣር፡ 13 ካብ ህዝቢ እስራኤልን ካብ ካህናቶምን ካብ ሌዋውያንን ናብ የሩሳሌም ምሳኻ ኪኸይድ ዚፈቱ ኣብ ግዝኣተይ ዘሎ ዅሉ፡ ኪኸይድ ትእዛዝ ኣውጺአ ኣለኹ።+
12 * “ኣርታሕሻስታ+ እቲ ንጉሰ ነገስት፡ ናብ ካህን እዝራ እቲ ቐዳሒ* ሕጊ ኣምላኽ ሰማያት፦ ፍጹም ሰላም ንዓኻ ይኹን። እምበኣር፡ 13 ካብ ህዝቢ እስራኤልን ካብ ካህናቶምን ካብ ሌዋውያንን ናብ የሩሳሌም ምሳኻ ኪኸይድ ዚፈቱ ኣብ ግዝኣተይ ዘሎ ዅሉ፡ ኪኸይድ ትእዛዝ ኣውጺአ ኣለኹ።+