እዝራ 9:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ብግዜ ናይ ምሸት መስዋእቲ እኽሊ ኸኣ፡+ ክዳነይን ቀምሸይን* ብቕዱዱ ኻብ ውርደተይ ተንሳእኩ፣ ብብርከይ ተምበርኪኸ ድማ ኣእዳወይ ናብ የሆዋ ኣምላኸይ ዘርጋሕኩ።
5 ብግዜ ናይ ምሸት መስዋእቲ እኽሊ ኸኣ፡+ ክዳነይን ቀምሸይን* ብቕዱዱ ኻብ ውርደተይ ተንሳእኩ፣ ብብርከይ ተምበርኪኸ ድማ ኣእዳወይ ናብ የሆዋ ኣምላኸይ ዘርጋሕኩ።