ሩት 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 በቲ ፈራዶ ዚፈርዱሉ* ዝነበሩ ዘመን፡+ ኣብታ ምድሪ ጥሜት ኰነ። ሓደ ሰብኣይ ከኣ ምስ ሰበይቱን ክልተ ደቁን ካብ ቤት-ልሄም+ ናይ ይሁዳ ኣብ ምድሪ ሞኣብ+ ጓና ዀይኑ ኪቕመጥ ከደ። 2 ነገስት 6:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ኣብ ሰማርያ ኸኣ ብርቱዕ ጥሜት ኰነ።+ ርእሲ ኣድጊ+ ብ80 ብሩር፡ ርብዒ ቃብ* ሓርኢ ርግቢ ኸኣ ብሓሙሽተ ብሩር ክሳዕ ዚሽየጥ፡ ከበቡዋ።
1 በቲ ፈራዶ ዚፈርዱሉ* ዝነበሩ ዘመን፡+ ኣብታ ምድሪ ጥሜት ኰነ። ሓደ ሰብኣይ ከኣ ምስ ሰበይቱን ክልተ ደቁን ካብ ቤት-ልሄም+ ናይ ይሁዳ ኣብ ምድሪ ሞኣብ+ ጓና ዀይኑ ኪቕመጥ ከደ።