ዘዳግም 2:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ብጥቓ እቶም ኣብ ሰዒር ዚቕመጡ ኣሕዋትና ደቂ ኤሳው ድማ፡ ካብ መገዲ ዓራባ፡ ካብ ኤላትን ካብ ዔጽዮን-ገበርን+ ተኣሊና ሓለፍና።+ “ተመሊስና ኸኣ ብመገዲ በረኻ ሞኣብ ተጕዓዝና።+ 2 ነገስት 14:21, 22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ኵሎም ህዝቢ ይሁዳ ድማ ነቲ ወዲ 16 ዓመት ዝነበረ+ ዓዛርያ*+ ወሲዶም፡ ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ኣማስያ ኣንገስዎ።+ 22 ንጉስ* ምስ ኣቦታቱ ምስ ዓረፈ፡ ንሱ ንኤላት+ ዳግም ሰርሓ፡ ናብ ይሁዳ እውን መለሳ።+ 2 ነገስት 16:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 በታ ግዜ እቲኣ፡ ረጺን ንጉስ ሶርያ ንኤላት+ ናብ ኤዶም መሊሱ፡ ንኣይሁድ* ካብ ኤላት ሰጐጎም። ኤዶማውያን ድማ ናብ ኤላት ኣትዮም፡ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ሒዞምዋ ኣለዉ።
8 ብጥቓ እቶም ኣብ ሰዒር ዚቕመጡ ኣሕዋትና ደቂ ኤሳው ድማ፡ ካብ መገዲ ዓራባ፡ ካብ ኤላትን ካብ ዔጽዮን-ገበርን+ ተኣሊና ሓለፍና።+ “ተመሊስና ኸኣ ብመገዲ በረኻ ሞኣብ ተጕዓዝና።+
21 ኵሎም ህዝቢ ይሁዳ ድማ ነቲ ወዲ 16 ዓመት ዝነበረ+ ዓዛርያ*+ ወሲዶም፡ ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ኣማስያ ኣንገስዎ።+ 22 ንጉስ* ምስ ኣቦታቱ ምስ ዓረፈ፡ ንሱ ንኤላት+ ዳግም ሰርሓ፡ ናብ ይሁዳ እውን መለሳ።+
6 በታ ግዜ እቲኣ፡ ረጺን ንጉስ ሶርያ ንኤላት+ ናብ ኤዶም መሊሱ፡ ንኣይሁድ* ካብ ኤላት ሰጐጎም። ኤዶማውያን ድማ ናብ ኤላት ኣትዮም፡ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ሒዞምዋ ኣለዉ።