1 ነገስት 9:27, 28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ሒራም ከኣ ምስተን ጭፍራ መራኽብ፡+ ምስ ገላዉ ሰሎሞን ኰይኖም ዚዓይዩ ምኩራት ባሕረኛታት ዝዀኑ ገላዉኡ ሰደደ። 28 ናብ ኦፊር+ ከይዶም ድማ፡ ካብኣ 420 ታለንት ወርቂ ወሰዱ፣ ናብ ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ኣምጽእዎ። 1 ነገስት 10:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ንጉስሲ ኣብ ባሕሪ ምስ ጭፍራ መራኽብ ሒራም ጭፍራ መራኽብ ተርሲስ ነበራኦ።+ እተን ጭፍራ መራኽብ ተርሲስ ከኣ ወርቅን ብሩርን ስኒ ሓርማዝን+ ህበይን ጣዎስን ተጻዒነን ኣብ ሰሰለስተ ዓመት ሓንሳእ ይመጻ ነበራ። 2 ዜና መዋእል 8:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ሒራም+ ድማ ብገላዉኡ ገይሩ መራኽብን ምኩራት ባሕረኛታትን ሰደደሉ፣ ንሳቶም ከኣ ምስ ገላዉ ሰሎሞን ናብ ኦፊር+ ከይዶም፡ ካብኣ 450 ታለንት* ወርቂ+ ወሲዶም ናብ ንጉስ ሰሎሞን ኣምጽእዎ።+
27 ሒራም ከኣ ምስተን ጭፍራ መራኽብ፡+ ምስ ገላዉ ሰሎሞን ኰይኖም ዚዓይዩ ምኩራት ባሕረኛታት ዝዀኑ ገላዉኡ ሰደደ። 28 ናብ ኦፊር+ ከይዶም ድማ፡ ካብኣ 420 ታለንት ወርቂ ወሰዱ፣ ናብ ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ኣምጽእዎ።
22 ንጉስሲ ኣብ ባሕሪ ምስ ጭፍራ መራኽብ ሒራም ጭፍራ መራኽብ ተርሲስ ነበራኦ።+ እተን ጭፍራ መራኽብ ተርሲስ ከኣ ወርቅን ብሩርን ስኒ ሓርማዝን+ ህበይን ጣዎስን ተጻዒነን ኣብ ሰሰለስተ ዓመት ሓንሳእ ይመጻ ነበራ።
18 ሒራም+ ድማ ብገላዉኡ ገይሩ መራኽብን ምኩራት ባሕረኛታትን ሰደደሉ፣ ንሳቶም ከኣ ምስ ገላዉ ሰሎሞን ናብ ኦፊር+ ከይዶም፡ ካብኣ 450 ታለንት* ወርቂ+ ወሲዶም ናብ ንጉስ ሰሎሞን ኣምጽእዎ።+