2 ዜና መዋእል 11:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሮብዓም ናብ የሩሳሌም ምስ መጸ፡ ምስ እስራኤል ተዋጊኦም ነታ መንግስቲ ናብ ሮብዓም ኪመልስዋ ኢሉ፡ ብኡብኡ ንቤት ይሁዳን ብንያምን፡+ 180,000 ዕሉማት* ተዋጋእቲ፡ ኣኽተተ።+
11 ሮብዓም ናብ የሩሳሌም ምስ መጸ፡ ምስ እስራኤል ተዋጊኦም ነታ መንግስቲ ናብ ሮብዓም ኪመልስዋ ኢሉ፡ ብኡብኡ ንቤት ይሁዳን ብንያምን፡+ 180,000 ዕሉማት* ተዋጋእቲ፡ ኣኽተተ።+