2 ዜና መዋእል 15:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ብዅሉ ልቦም ምሒሎምን ተሃንጥዮም ደልዮምዎን ነበሩ፡ ንሱ እውን ተረኺቡሎም ነበረ እሞ፡+ ኵሎም ይሁዳ በቲ ማሕላ ተሓጐሱ፣ የሆዋ ኸኣ ኣብ ዙርያኦም ዕረፍቲ ሃቦም።+ ምሳሌ 16:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 የሆዋ ብመገድታት ሰብ ባህ ምስ ዚብሎ፡ንጸላእቱ እኳ ምስኡ ሰላም የግብሮም።+
15 ብዅሉ ልቦም ምሒሎምን ተሃንጥዮም ደልዮምዎን ነበሩ፡ ንሱ እውን ተረኺቡሎም ነበረ እሞ፡+ ኵሎም ይሁዳ በቲ ማሕላ ተሓጐሱ፣ የሆዋ ኸኣ ኣብ ዙርያኦም ዕረፍቲ ሃቦም።+