2 ዜና መዋእል 3:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ዝሕብሩ ጸምርን ድሙቕ ቀይሕን ቅጭን ዓለባን ከኣ መጋረጃ ገበረ፣+ ኪሩቤል ድማ ገበረሉ።+