ዘፍጥረት 18:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 መወዳእታ እቲ ጻድቕ ከምቲ እኩይ ኪኸውን፡ ንጻድቕ ምስ እኩይ ብምቕታል ከምዚ ዝበለ ነገር ክትገብርሲ ዘይሕሰብ እዩ!+ እዝስ ኣባኻ ዘይሕሰብ እዩ።+ እቲ ፈራድ ኵላ ምድርስ ቅኑዕዶ ኣይገብርን፧”+ በለ። ዘዳግም 32:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኵሉ መገድታቱ ፍትሒ እዩ እሞ፡+እቲ ኸውሒ፡ ተግባሩ ፍጹም እዩ።+ ከቶ ዘይዕምጽ+ ኣምላኽ ተኣማንነት፡+ጻድቕን ቅኑዕን እዩ ንሱ።+
25 መወዳእታ እቲ ጻድቕ ከምቲ እኩይ ኪኸውን፡ ንጻድቕ ምስ እኩይ ብምቕታል ከምዚ ዝበለ ነገር ክትገብርሲ ዘይሕሰብ እዩ!+ እዝስ ኣባኻ ዘይሕሰብ እዩ።+ እቲ ፈራድ ኵላ ምድርስ ቅኑዕዶ ኣይገብርን፧”+ በለ።