ሚልክያስ 2:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ከመይሲ፡ ካህን ልኡኽ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ስለ ዝዀነ፡ ከናፍሩ ፍልጠት ኪሕሉ፡ ሰባት እውን ካብ ኣፉ ሕጊ* ኺደልዩ ይግባእ።+