መሳፍንቲ 11:27, 28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ኣነስ ኣይበደልኩኻን፡ ንስኻ ግና ንዓይ ብምጥቃዕካ ትጋገ ኣለኻ። እቲ ፈራዲ ዝዀነ የሆዋ+ ኣብ መንጎ ህዝቢ እስራኤልን ኣብ መንጎ ህዝቢ ዓሞንን ሎሚ ይፍረድ።’” 28 ንጉስ ዓሞናውያን ግና ነቲ ይፍታሕ ዝለኣኸሉ መልእኽቲ ኣይሰምዖን። መዝሙር 7:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኦ የሆዋ፡ ብቝጥዓኻ ተንስእ፣ኣንጻር ነድሪ ጸላእተይ ተልዓል፣+ምእንታይ ንቓሕ፡ ፍትሒ ኺግበረለይ ድማ ኣዝዝ።+
27 ኣነስ ኣይበደልኩኻን፡ ንስኻ ግና ንዓይ ብምጥቃዕካ ትጋገ ኣለኻ። እቲ ፈራዲ ዝዀነ የሆዋ+ ኣብ መንጎ ህዝቢ እስራኤልን ኣብ መንጎ ህዝቢ ዓሞንን ሎሚ ይፍረድ።’” 28 ንጉስ ዓሞናውያን ግና ነቲ ይፍታሕ ዝለኣኸሉ መልእኽቲ ኣይሰምዖን።