-
ዘጸኣት 15:13, 14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ህዝብታት ይስምዑ፡+ ፈጥፈጥ ከኣ ኪብሉ እዮም፣
ንነበርቲ ፍልስጥኤም ቅልውላው ኪሕዞም እዩ።
-
-
2 ዜና መዋእል 17:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ኣብ ልዕሊ ዅለን መንግስትታት እተን ኣብ ዙርያ ይሁዳ ዝነበራ ሃገራት ድማ፡ ራዕዲ የሆዋ ዀነ፣ ምስ ዮሳፋጥ ከኣ ኣይተዋግኡን።
-