1 ነገስት 22:47 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 47 ሽዑ፡ ኣብ ኤዶም+ ንጉስ ኣይነበረን፣ ምስለኔ ግና ከም ንጉስ ነበረ።+ 2 ነገስት 8:20-22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ብዘመኑ ኤዶም ካብ ይሁዳ ዓለወ፣+ ኣብ ልዕሊኦም ድማ ንጉስ ኣንገሱ።+ 21 ሽዑ፡ ዮራም ምስ ኵሉ ሰረገላታቱ ናብ ጻኢር ተሳገረ፣ ብለይቲ ተንሲኡ ኸኣ ነቶም ከቢቦምዎ ዝነበሩ ኤዶማውያንን ነቶም ኣዘዝቲ ሰረገላታትን ሰዓሮም፣ እቶም ሰራዊት ድማ ነናብ ድንኳኖም ሃደሙ። 22 ግናኸ፡ ኤዶም ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኻብ ይሁዳ ዓልዩ ኣሎ። ሊብና+ እውን በታ ግዜ እቲኣ ዓለወት።
20 ብዘመኑ ኤዶም ካብ ይሁዳ ዓለወ፣+ ኣብ ልዕሊኦም ድማ ንጉስ ኣንገሱ።+ 21 ሽዑ፡ ዮራም ምስ ኵሉ ሰረገላታቱ ናብ ጻኢር ተሳገረ፣ ብለይቲ ተንሲኡ ኸኣ ነቶም ከቢቦምዎ ዝነበሩ ኤዶማውያንን ነቶም ኣዘዝቲ ሰረገላታትን ሰዓሮም፣ እቶም ሰራዊት ድማ ነናብ ድንኳኖም ሃደሙ። 22 ግናኸ፡ ኤዶም ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኻብ ይሁዳ ዓልዩ ኣሎ። ሊብና+ እውን በታ ግዜ እቲኣ ዓለወት።