2 ነገስት 12:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንጉስ ዮኣስ ከኣ ንኻህን የሆያዳን+ ንኻልኦት ካህናትን ጸዊዑ፡ “ስለምንታይ ኢኹም ፍራሳት እታ ቤት ዘይትጽግኑ ዘለኹም፧ እምበኣር፡ ንመጸገኒ ፍራሳት እታ ቤት እንተ ዘይኰይኑ፡ ደጊም ካብቶም ለገስቲ ገንዘብ ኣይትውሰዱ” በሎም።+
7 ንጉስ ዮኣስ ከኣ ንኻህን የሆያዳን+ ንኻልኦት ካህናትን ጸዊዑ፡ “ስለምንታይ ኢኹም ፍራሳት እታ ቤት ዘይትጽግኑ ዘለኹም፧ እምበኣር፡ ንመጸገኒ ፍራሳት እታ ቤት እንተ ዘይኰይኑ፡ ደጊም ካብቶም ለገስቲ ገንዘብ ኣይትውሰዱ” በሎም።+