2 ዜና መዋእል 22:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣሓዝያ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 22 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሓደ ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ዓታልያ እዩ፣+ ንሳ ጓል ወዲ ዖምሪ* እያ።+ 3 ኣዲኡ ኽፉእ ንምግባር ኣማኻሪቱ ነበረት እሞ፡ ንሱ እውን ብመገድታት ቤት ኣከኣብ ተመላለሰ።+
2 ኣሓዝያ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 22 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሓደ ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ዓታልያ እዩ፣+ ንሳ ጓል ወዲ ዖምሪ* እያ።+ 3 ኣዲኡ ኽፉእ ንምግባር ኣማኻሪቱ ነበረት እሞ፡ ንሱ እውን ብመገድታት ቤት ኣከኣብ ተመላለሰ።+