2 ዜና መዋእል 24:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ድሕሪ ሞት የሆያዳ፡ መሳፍንቲ ይሁዳ መጺኦም ንንጉስ ሰገዱሉ፣ ንጉስ ድማ ሰምዖም። 18 ንቤት የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታቶም ሓዲጎም ከኣ፡ ንኣዕኑድ ኣምልኾን* ንጣኦታትን ኣገልገሉ፣ ስለዚ፡ ብሰንኪ በደሎም፡ ኣብ ልዕሊ ይሁዳን የሩሳሌምን ቍጥዓ ኣምላኽ መጸ።*
17 ድሕሪ ሞት የሆያዳ፡ መሳፍንቲ ይሁዳ መጺኦም ንንጉስ ሰገዱሉ፣ ንጉስ ድማ ሰምዖም። 18 ንቤት የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታቶም ሓዲጎም ከኣ፡ ንኣዕኑድ ኣምልኾን* ንጣኦታትን ኣገልገሉ፣ ስለዚ፡ ብሰንኪ በደሎም፡ ኣብ ልዕሊ ይሁዳን የሩሳሌምን ቍጥዓ ኣምላኽ መጸ።*