2 ዜና መዋእል 33:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ምናሴ+ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 12 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 55 ዓመት ነገሰ።+ 2 ዜና መዋእል 33:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንኣወዳቱ ኸኣ ኣብ ስንጭሮ ወዲ ሂኖም ብሓዊ ኣሕለፎም፣+ ስሒር ገበረ፡+ ጠንቈለ፡ ኣስማት ገበረ፡ ጠየቕቲ መናፍስትን ጠንቈልትን ድማ ገበረ።+ ምእንቲ ኬዀርዮስ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ብዙሕ ክፉእ ገበረ። ኤርምያስ 7:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ኣነ ዘይኣዘዝክዎን ኣብ ልበይ* ከቶ ዘይመጸንሲ፡ ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን ብሓዊ ምእንቲ ኼንድዱ፡+ ኣብ ስንጭሮ ወዲ ሂኖም፡*+ በረኽቲ ቶፌት ሰሪሖም።’+
6 ንኣወዳቱ ኸኣ ኣብ ስንጭሮ ወዲ ሂኖም ብሓዊ ኣሕለፎም፣+ ስሒር ገበረ፡+ ጠንቈለ፡ ኣስማት ገበረ፡ ጠየቕቲ መናፍስትን ጠንቈልትን ድማ ገበረ።+ ምእንቲ ኬዀርዮስ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ብዙሕ ክፉእ ገበረ።