1 ነገስት 6:33, 34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ንኣፍ ደገ እታ ቤተ መቕደስ፡* ከምኡ ገይሩ ቐወምቲ ልዳውቲ ኻብ ዕንጨይቲ ጽሕዲ፡ ናይ ራብዓይ ኢድ* ገበረ። 34 ካብ ኦም ጽሕዲ* ድማ ክልተ ማዕጾ ገበረ። እቲ ሓደ ማዕጾ ኣብ ወንድወንዶ ዚዘውር ክልተ ኽፋል ነበሮ፡ እቲ ኻልኣይ ማዕጾ ኸኣ ኣብ ወንድወንዶ ዚዘውር ክልተ ኽፋል ነበሮ።+
33 ንኣፍ ደገ እታ ቤተ መቕደስ፡* ከምኡ ገይሩ ቐወምቲ ልዳውቲ ኻብ ዕንጨይቲ ጽሕዲ፡ ናይ ራብዓይ ኢድ* ገበረ። 34 ካብ ኦም ጽሕዲ* ድማ ክልተ ማዕጾ ገበረ። እቲ ሓደ ማዕጾ ኣብ ወንድወንዶ ዚዘውር ክልተ ኽፋል ነበሮ፡ እቲ ኻልኣይ ማዕጾ ኸኣ ኣብ ወንድወንዶ ዚዘውር ክልተ ኽፋል ነበሮ።+