1 ዜና መዋእል 23:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ደቂ ዓምራም፡ ኣሮንን ሙሴን እዮም።+ ኣሮን ከኣ ነታ ቕድስተ ቕዱሳን ኪቕድስ ንሓዋሩ ተፈልየ፣+ ንሱን ደቁን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ መስዋእቲ ኬቕርቡን ኬገልግልዎን ወትሩ ብስሙ ኺባርኹን እዮም።+
13 ደቂ ዓምራም፡ ኣሮንን ሙሴን እዮም።+ ኣሮን ከኣ ነታ ቕድስተ ቕዱሳን ኪቕድስ ንሓዋሩ ተፈልየ፣+ ንሱን ደቁን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ መስዋእቲ ኬቕርቡን ኬገልግልዎን ወትሩ ብስሙ ኺባርኹን እዮም።+