ዘሌዋውያን 4:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ነቲ ዝራብዕ ናብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ፡+ ናብ ቅድሚ የሆዋ ኣምጺኡ፡ ኢዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ እቲ ዝራብዕ የንብር እሞ፡ ነቲ ዝራብዕ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይሕረዶ።+
4 ነቲ ዝራብዕ ናብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ፡+ ናብ ቅድሚ የሆዋ ኣምጺኡ፡ ኢዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ እቲ ዝራብዕ የንብር እሞ፡ ነቲ ዝራብዕ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይሕረዶ።+