2 ሳሙኤል 23:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 መወዳእታ ዘረባ ዳዊት እዚ እዩ፦+ “ቃል ዳዊት ወዲ እሴይ፡+ቃል እቲ ናብ ላዕሊ እተላዕለ ሰብኣይ፡+እቲ ቕቡእ+ ኣምላኽ ያእቆብ፡እቲ ጥዑም ዘማሪ መዝሙራት+ እስራኤል።
23 መወዳእታ ዘረባ ዳዊት እዚ እዩ፦+ “ቃል ዳዊት ወዲ እሴይ፡+ቃል እቲ ናብ ላዕሊ እተላዕለ ሰብኣይ፡+እቲ ቕቡእ+ ኣምላኽ ያእቆብ፡እቲ ጥዑም ዘማሪ መዝሙራት+ እስራኤል።