2 ዜና መዋእል 30:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ግናኸ፡ ንጉስን መሳፍንቱን ብዘሎ ጉባኤ የሩሳሌምን፡ ነቲ ፋስጋ ኣብ ካልአይቲ ወርሒ ኺብዓል ወሰኑ፣+ 3 ከመይሲ፡ እኹላት እተቐደሱ ኻህናት ስለ ዘይነበሩን+ እቲ ህዝቢ ናብ የሩሳሌም ስለ ዘይተኣከበን፡ ኣብቲ ስሩዕ ግዜ ኼብዕልዎ ኣይከኣሉን ነበሩ።+
2 ግናኸ፡ ንጉስን መሳፍንቱን ብዘሎ ጉባኤ የሩሳሌምን፡ ነቲ ፋስጋ ኣብ ካልአይቲ ወርሒ ኺብዓል ወሰኑ፣+ 3 ከመይሲ፡ እኹላት እተቐደሱ ኻህናት ስለ ዘይነበሩን+ እቲ ህዝቢ ናብ የሩሳሌም ስለ ዘይተኣከበን፡ ኣብቲ ስሩዕ ግዜ ኼብዕልዎ ኣይከኣሉን ነበሩ።+