ዘጸኣት 23:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ንኣማልኽቶም ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን፣ ከም ግብሮም ከኣ ኣይትግበር።+ የግዳስ፡ ኣፍርሶም፡ ሓወልትታት ኣምልኾኦም ከኣ ሰባብር።+