ዘሌዋውያን 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “‘ሓደ ሰብ* ንየሆዋ መስዋእቲ እኽሊ ምስ ዜቕርብ፡+ መስዋእቱ ኻብ ድኹም ሓርጭ ይኹን፣ ኣብኡ ኸኣ ዘይቲ የፍስሰሉ፡ ኣብ ልዕሊኡ እውን ጻዕዳ ዕጣን ይግበረሉ።+
2 “‘ሓደ ሰብ* ንየሆዋ መስዋእቲ እኽሊ ምስ ዜቕርብ፡+ መስዋእቱ ኻብ ድኹም ሓርጭ ይኹን፣ ኣብኡ ኸኣ ዘይቲ የፍስሰሉ፡ ኣብ ልዕሊኡ እውን ጻዕዳ ዕጣን ይግበረሉ።+