1 ዜና መዋእል 6:31, 32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እቲ ታቦት ኣብ ቤት የሆዋ ምስ ዓረፈ፡ እቶም ዳዊት ኣብኡ መዝሙር ኪመርሑ ዝሸሞም እዚኣቶም እዮም።+ 32 ሰሎሞን ኣብ የሩሳሌም ቤት የሆዋ ኽሳዕ ዚሃንጽ ከኣ፡+ ኣብቲ ማሕደር ድንኳን ምርኻብ ናይ ምዝማር ሓላፍነት ነበሮም፣ ከምቲ እተሰርዓሎም ድማ፡ ኣገልግሎቶም ይፍጽሙ ነበሩ።+
31 እቲ ታቦት ኣብ ቤት የሆዋ ምስ ዓረፈ፡ እቶም ዳዊት ኣብኡ መዝሙር ኪመርሑ ዝሸሞም እዚኣቶም እዮም።+ 32 ሰሎሞን ኣብ የሩሳሌም ቤት የሆዋ ኽሳዕ ዚሃንጽ ከኣ፡+ ኣብቲ ማሕደር ድንኳን ምርኻብ ናይ ምዝማር ሓላፍነት ነበሮም፣ ከምቲ እተሰርዓሎም ድማ፡ ኣገልግሎቶም ይፍጽሙ ነበሩ።+