ዘሌዋውያን 2:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 “‘ንዅሉ እቲ እትስውኦ መስዋእቲ እኽሊ፡ ጨው ግበረሉ፣ ካብቲ መስዋእቲ እኽልኻ ኸኣ ጨው ኪዳን ኣምላኽካ ኣይተትርፍ። ምስ ኵሉ መስዋእትኻ ጨው ኣቕርብ።+