ዳንኤል 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኦ የሆዋ፡ ጽድቂ ናትካ እዩ፣ ሕፍረት* ግና ናትና፡ ናይቶም ንዓኻ ብምጥላሞም ኣብ ርሑቕን ኣብ ቀረባን ኣብ ዚርከብ ኵሉ ሃገራት ዝበተንካዮም ሰብ ይሁዳን ነበርቲ የሩሳሌምን ኵሉ እስራኤልን እዩ።+
7 ኦ የሆዋ፡ ጽድቂ ናትካ እዩ፣ ሕፍረት* ግና ናትና፡ ናይቶም ንዓኻ ብምጥላሞም ኣብ ርሑቕን ኣብ ቀረባን ኣብ ዚርከብ ኵሉ ሃገራት ዝበተንካዮም ሰብ ይሁዳን ነበርቲ የሩሳሌምን ኵሉ እስራኤልን እዩ።+