-
እዝራ 10:16, 17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 እቶም ምሩኻት ዝነበሩ ግና ከምቲ እተሰማምዑሉ ገበሩ፣ ካህን እዝራን ርእስታት ማይ ቤታትን፡ ኵሎም በብስሞም እተሰምዩ ድማ፡ ነቲ ነገር ኪምርምሩ ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ እታ ዓስረይቲ ወርሒ ተፈልዮም ተኣከቡ። 17 ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ እታ ቐዳመይቲ ወርሒ ኸኣ፡ ንነገር ኵሎም እቶም ጓኖት ኣንስቲ ዘእተዉ ሰብኡት ወድእዎ።
-