ነህምያ 12:25, 26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ማታንያን+ ባቅቡቅያን ኦብድያን መሹላምን ጣልሞንን ዓቁብን+ ከኣ፡ ነቲ ኣብ ጥቓ ኣፍ ደገታት ዘሎ ማዕከናት እናሓለዉ፡ ሓለውቲ ኣፍ ደገ+ ዀይኖም ደው ኢሎም ነበሩ። 26 እዚኣቶም ብዘመን ዮያቂም ወዲ እያሱ+ ወዲ ዮጻዳቅን ብዘመን ነህምያ እቲ ሹምን ካህን እዝራ+ እቲ ቐዳሕን* ኣገልገሉ።
25 ማታንያን+ ባቅቡቅያን ኦብድያን መሹላምን ጣልሞንን ዓቁብን+ ከኣ፡ ነቲ ኣብ ጥቓ ኣፍ ደገታት ዘሎ ማዕከናት እናሓለዉ፡ ሓለውቲ ኣፍ ደገ+ ዀይኖም ደው ኢሎም ነበሩ። 26 እዚኣቶም ብዘመን ዮያቂም ወዲ እያሱ+ ወዲ ዮጻዳቅን ብዘመን ነህምያ እቲ ሹምን ካህን እዝራ+ እቲ ቐዳሕን* ኣገልገሉ።