-
እዝራ 5:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ናብ ኣውራጃ ይሁዳ ናብ ቤት እቲ ዓብዪ ኣምላኽ ከም ዝኸድና ኣብ ንጉስ ይፈለጥ፣ ንሳ ድማ ናብ ቦታኡ ብእተንከባለለ ዓበይቲ ኣእማን ትህነጽ ኣላ፣ ኣብቲ መናድቕ ከኣ ኣዕጫው ይግበር ኣሎ። እቲ ዕዮ በቶም ህዝቢ ብሃንቀውታ ይዕየ ኣሎ፡ ብጻዕሮም ከኣ የስልጡ ኣለዉ።
-