እዝራ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እቶም ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ናብ ባቢሎን ማሪኽዎም ዝነበረ+ እሞ ናብ የሩሳሌምን ናብ ይሁዳን፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኡ እተመልሱ+ ኻብ ምርኮ ዝደየቡ ምሩኻት ህዝቢ እቲ ኣውራጃ እዚኣቶም እዮም፣+ እዝራ 2:64 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 64 ድምር ቍጽሪ ብዘሎ እቲ ጉባኤ 42,360 ነበረ፣+
2 እቶም ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ናብ ባቢሎን ማሪኽዎም ዝነበረ+ እሞ ናብ የሩሳሌምን ናብ ይሁዳን፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኡ እተመልሱ+ ኻብ ምርኮ ዝደየቡ ምሩኻት ህዝቢ እቲ ኣውራጃ እዚኣቶም እዮም፣+