ነህምያ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኤልያሺብ+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ኣሕዋቱ እቶም ካህናትን ድማ ተንሲኦም ነቲ ኣፍ ደገ ኣባጊዕ ሃነጽዎ።+ ድሕሪኡ፡ ቀደስዎን*+ መዓጹ ኣቘሙሉን፣ ክሳብ ግምቢ ሜኣህ፡+ ክሳብ ግምቢ ሓናንኤል ከኣ ቀደስዎ።+ ነህምያ 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ደቂ ሃሰና ድማ ኣፍ ደገ ዓሳ ሃነጹ፣+ ልዳት ገጠሙሉ፡+ መዓጹን ሰጋጣትን ተገዳማትን ከኣ ገበሩሉ።
3 ኤልያሺብ+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ኣሕዋቱ እቶም ካህናትን ድማ ተንሲኦም ነቲ ኣፍ ደገ ኣባጊዕ ሃነጽዎ።+ ድሕሪኡ፡ ቀደስዎን*+ መዓጹ ኣቘሙሉን፣ ክሳብ ግምቢ ሜኣህ፡+ ክሳብ ግምቢ ሓናንኤል ከኣ ቀደስዎ።+